ቅድሚ 6 ዓመት ኣብ ዝተኻየደ ኲናት ትግራይ ዝዓነወት ታንኪ
ኤታ ማዦር ሹም ሰራዊት ኢትዮጵያ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ትማሊ ነቲ ብቀዳማይ ምኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ መንግስቲ ካብ ስልጣን ንምእላይ ዝዓለመ፡ "ምሕዝነት ንህልውና" ዝተሰምየ ሓድሽ ጥምረት‘’ኣይዕወትን’ዩ’’ ብምባል ከም ኣካል ናይቲ ብጎረቤት ሃገር ኤርትራ ሃገር ዘይምርግጋእ ዝገብርዎ ጻዕሪ ምዃኑ ገሊጹ።

Select a language and narrator voice before playback.